Start

​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​​En grupp ungdomar som pratar med varandra

ሽወደንኛ ክትመሃር’ዶ ትደሊ፧
ኣብዚ እናተለማመድካ: ሓገዝን ምኽርን ርኸብ።
​​

Start

​​እዚ በሪዚ ነቲ ኣብ ሃገር ሽወደን ሓድሽ መጻኢ ዝኾነ ይምልከት፡ ብዛዕባ ሽወደናዊ ሕበረተሰብ ድማ ብቐሊልን ቅልጡፍን መገዲ ሓበሬታ ይረክብ። ኣብዚ፡ ብእተፈላለየ ቋንቋታት ኩሉ ኣብ ሓደ ቦታ ተጠርኒፉ ኣሎ።

​ንሓደስቲ ዚመጹኣብ ዚምልከት ዕማም ተዋፊርካ ትሰርሕ’ዶ፧

ኣብዚ: እንተደኣ ኣብ ዕማማት ሓደስቲ ዚመጹ ስደተኛታት ተዋፊርካ ትሰርሕ እንተ ኾይንካ: ዝተፈላለዩ ማተርያላት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ። ንዅሉ ናጻ ዝኾነ ካብ ኢንተርነት ከተውርዶ ትኽእል ማተርያልን፡ ብኮድ ኣቲኻ ክትረኽቦ ትኽእል ማተርያልን ኣሎና።

ናብ ማተርያል ምትሕብባርን ኪድ​​​​​​​

ኣብ ፈይስቡክ ስዓበና

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ