ኮቪድ-19 ንኵነታት ሂወተይ ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል?

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ለበዳ ናይዚ ሓድሽ ኮሮና ቫይረስ ንምድራት ኣብ ዝግበር ስራሕ ንምቕላሉ መንግስቲ ዘድልዩ ውሳኔታት ይውስን ኣሎ። ሳዕቤናት ናይዚ ለበዳ ኣብዚ ሕብረተሰብ ንምክልኻሉ ምስ ዝምልከቶም ብዓል መዚ ብምትሕብባር ይሰርሑ ኣለዉ።