ናብ ሽወደን ምምጻእ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 17 12 2018

እዚ ሓበሬታ ካብ መጽሓፍ ብዛዕባ ሽወደን እዩ። ንምዕራፍ 1 ጸዓኖ (ዳውንሎድ) ግበሮ

እዚ ምዕራፍ እዚ፡ "ናብ ሽወደን ድሕሪ ምምጻእኩም እንታይ የጋጥመኩም?" ዝብል ዛዕባ ዝድህስስ ምዕራፍ እዩ። ብዘይካ'ዚ ብዛዕባ ታሪኽ ሽወደን፡ ባህልን በዓላትን'ውን ብመጠኑ የዘንቱ።