ኣፍሮሽወደናውያን ሃገራዊ ማሕበር (Afrosvenskarnas Riksforbund)

ኣፍሮሽወደናውያን ሃገራዊ ማሕበር ናይ ግብረሰናይ፡ ባህልን ዘይመንግስታውን ውድብ እዩ። እቲ ብፖለቲካን ሃይማኖትን ዘይቅየድ ማሕበር ኣብዚ ግዜዚ ኣብ ማልመ፡ ዮተቦሪ፡ ስቶክሆልም፡ ዮንሾፒንግን ኡመዮን ሓሙሽተ ዞባውያን ክፍልታት ኣለዎ።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ