ካሪታስ ሽወደን (Caritas Sverige)

ካሪታስ ናይ ካቶሊክ ቤትክርስትያን ናይ ረድኤት ውድብ እዩ። ንሱ ምእንቲ ናይ ወድሰብ ክብርን መሰልን ይሰርሕ። ካሪታስ ኣብ ሽወደን ብናይ ከባቢ ደገፍ ናብ ኣረጋውያን ሕሙማትን ዝዓለመ ከምኡውን ንስደተኛታት ምኽሪ ኣብ ምሃብን ኣንጻር ናይ ሰብ ንግድን ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎት ይነጥፍ።ኣብ ዓለም ኣብቲ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት ዘለዎ ቦታታት ረድኤት ነበርክት ከምኡውን ሃገራት ኣንጻር ድኽነትን ጸቕጥን ኣብ ዚገብራኦ ቃልሲ ንድግፈን። ንሕና ክፋል ናይቲ ካሪታስ ኢንተርናሲዮናሊስ ኢና፡ እዚ ድማ ኣብተን ልዕሊ 200 ሃገራት ዚርከባ ልዕሊ 160 ካቶሊካዊ ሃገራዊ ውድባት ረድኤት ዘተሓባብር ኮይኑ ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ናይ ዓለም ናይ ረድኤት መርበብ እዩ።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ