ሃገራዊ ማሕበር ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን (Eritreanska Riksförbundet i Sverige)

​እቲ ኤሪስ ዚብሃል ናይ ኤርትራውያን ማሕበር ኣብ ሽወደን፡ መኽሰብ ዘይደሊ ጽላላዊ ውድብን ካብ ፖለቲካዊ ሰልፍን ካብ ሃይማኖትን ናጻ ዝኾነን ኣብ 1987 እተመስረተ ማሕበር እዩ። ንሱ ኤርትራውያን ልክዕ ከምቶም ካልኦት ተቐማጦ መሰሎም ንኺሕለወሎም ይሰርሕ።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ