ህዝባውያን ማእከላትን መናፈሻታትን (Folkets Hus och Parker)

ህዝባውያን ማእከላትን መናፈሻታትን ኣስታት 600 ኣባላት ማሕበራት ዘለዎ ኣብ ኩላ ሃገር ንህዝባዊ ማእከልን መናፈሻታትን ፈስቲቫላትን ዘካይድ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ - ኩሉ ኣገዳስን ምሩጽን መራኸቢ ቦታታትን በዓል ያታን። እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ 17 ዞባዊ ዞናታት እተኸፋፈለ እዩ። ብመገዲ ናይተን ኣባላት ውድባቱ ድማ ኣብ ኩላ ሃገር 140 ሲነማታት ይውንን።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ