ምክልኻል ማሕበር ስቶክሆልም (Föreningen Skyddsvärnet i Stockholm)

ምክልኻል ማሕበር ስቶክሆልም መኽሰብ ዘይብሉ ውድብ እዩ። ኣብዚ ግዜዚ ድማ ኣብቲ ናይ ምክልኻል ሰንሰለታዊ ክንክን ትሽዓተ ተቕዋማት ኣለዋ።  ሰንሰለታዊ ክንክን ንኹሎም ዓሚላት ኣብቲ ብዘይ ወንጀልን ገበንን ኣንጻር ማሕበረሰብኣዊ ጸገማትን ንምንባር ዚገብሩዎ ጻዕሪ ቅኑዕ ኣበርክቶ ዚህብ ሓያል መሳርሒ እዩ።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ