ኩርዲስታዊ ሃገራዊ ማሕበር (Kurdiska Riksförbundet)

ኩርዲስታዊ ሃገራዊ ማሕበር ኣብ መላእ ሽወደን ኣባላት ማሕበራት ዘለዎ ብሰልፋዊ ፖለቲካን ሃይማኖትን ዘይቅየድ ማሕበር እዩ። ኣብቲ ኮምዩንካ ወይ ኣብቲ ከባቢኻ ኣብ ዚርከብ ተመሳሳሊ ማሕበር ኬድካ ኣባል ክትከውን ትኽእል። ናይ KRFንጥፈታት ኣብ ቋንቋዊ ፖለቲካ፡ መንነታዊ ፖለቲካን ባህላዊ ፖለቲካን ጉዳያት ዘተኮረ እዩ።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ