ረዳ ቦርነን ሽወደን (Rädda Barnen Sverige)

ሬዳ ባርነን መሰል ኩሎም ህጻናት/ንኣሽቱ ኣቓልቦ ክወሃቦን ንመሰል ህጻናት ዝቃለስን ውድብ እዩ። ስራሓት ሬዳ ባርነን ኣብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ውዕል ህጻናት ሰረት ዝገበረ እዩ። ​

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ