SIOS

ናይ ብሔራት ምትሕብባር ውድባት ሽወደን SIOS, መኽሰብ ዘይብሉ ማሕበር ኮይኑ ካብ ሰልፋዊ ፖለቲካን ሃይማኖትን ናጻ እዩ። SIOSብወለንታውያን ምትእስሳራት ፍሉጣትን ዘይፍሉጣትን ዝኾኑ ውሁዳን ዝቖመን ምስ ኩሉ ደሞክራስያዊ ሓይልታት ሽወደን ንሕብረ-ባህላዊ ሕብረተሰብ ዚሰርሕ ዕላማኡ ድማ ንኹሉ ኣባል ማዕረ ዝኾነ ናይ ቋንቋን ባህልን ስልጠናን ካልእ ናይ ውሁዳን ፖለቲካዊ ጉዳያትንንምምራሕእዩ።

ናብ ገጽ ማትእኽኻባትን ማሕበራትን ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ