ጎርድሁሰት ምስራሕ

ጎርድሁሰት Gårdshuset ዚብሃል ኣብ ሊንሾፒንግ ዚርከብ ናይ ፈደረሽን ትምህርቲ ቢልዳ ትካል እዩ። እቲ ትካል ወይ ንጥፈት መኽሰብ ዝደሊ ኣይኮነን፡ ንሕና ድማ ፍሉይ ኣተኩሮና ኣብቶም ናብ ሽወደን ዚኣትዉ ሓደስቲ ኣባጽሕ እዩ። ኣብዚ እዋንዚ ጎርድሁሰት ስለስተ ኣተኩሮታት ኣለዎ፣

  • ናይ ልልይ ኮርስ
  • ማማ ቦርንስቨንስካ ከምኡውን
  • ነቶም ንነዊሕ ግዜ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ዚህሉ ቦታታት

Studieförbundet Bilda ፈደረሽን ትምህርቲ ቢልዳ ኣብቶም ንህይወት ዘገድሱ ጉዳያት ነተኵር፡ ብእተፈለላዩ ዓይነታት ባህልን ስልጠናን ጌርና ድማ ሰባት ኪራኸቡን ሓድሽ ርእይቶ ከጥርዩን ንጽዕር። ቢልዳ: ጉጅለያዊ ትምህርቲ፡ ኮርሳት፡ ባህላዊ መደባትን ካልእ ንሰባት ዝሃንጹን ንጥፈታት የዳሉ።.

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ