ኢማጂን ዎት ዊ ካን ዱ

ኢማጂን ዎት ዊ ካን ዱ Imagine (what we can do) ብ 2014 እተጀመረ መኽሰብ ዘይብሉ ማሕበር እዩ። እቲ ስርሑ ድማ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ባህልን ንዚምልከት ናይ ዕቤት ፕሮጀክት፡ መድረኽ ንምፍጣር እዩ።

ናይ ጎረባብቲ ማሕበር Grannsamverkan ኣብተን ክልተ ኣድልዎ ዚረኣየለን ኣብ ኖርሾፒን መንበሪ ኣከባቢ ዚነብራ ስድራቤታት ርክብ ይፈጥር። እቲ ማሕበር ኣብ ዞባ ማርየሉንድ ጉጀለ ደቀንስትዮ ይመርሕ። ኣብኡ ድማ ገለ ዓመታት ኣብ ሽወደን እተቐመጣን ሓደስቲ መጻእትን ይመጻ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ