NBV ዳላርና

NBV ናይቶም ዘይሰትዩ ምንቅስቓስ እዩ። ምስ ትምህርቲ ንኣባጽሕ፡ ዎርክሾፓት፡ መዘናዊ ዘተ፡ ባህላዊ ንጥፈት ድማ ይሰርሕ። ኣብ ፋሉን ’ማን ደላር’ እተባህለ ብዙሓዊ ፕሮጀክት ኣሎ። ንሱ ብሙዚቃን ደርፍን ትልሂትን ገይሩ ብቐጻሊ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሰባት ይዕድም።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ