NBV -ናይቶም መስተ ዘይሰትዩ ትምህርታዊ ንጥፈት

NBV – ናይቲ ኣንጻር መስተ ዚንቀሳቐስ ስልጠናዊ ንጥፈት፡ ናይ 120 ዓመታት ናይ ህዝቢ ምህናጽ ተመክሮ ዘለዎ ዝጠንተወ ፈደረሽን ትምህርቲ ሃገር ሽወደን እዩ። NBV ንኣልኮልን ድሮጋን ህዝባዊ ጥዕናን ውህደትን ዚምልከት ስራሓት የከናውን። ንሱ ኣብ መላእ ሃገር ይርከብ፡ ጉጅለ ትምህርትን፡ ኮርሳትን ኣስተምህሮን ባህላዊ ፍጻመታትን ድማ የቕርብ። ከምኡውን ኣብ ገሊኡ ቦታታት ቨርምላንድ ኣህጉራዊ ካፈታትን ልምምድ ቋንቋን የዳሉ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ