ናይ ሊንሾፒንግ ሮዳ ኮርሸት

ንሕና ኩሉ ግዜ ኣብ ኩሉ ዓለምን ኣብ ሽወደንንን ኣብ ሊንሾፒንግን ህይወት ነድሕን። ንሕና ንሓደጋታት ንዳሎ ብሰብኣዊ ፍቕርን ካልእን ድማ ንሳተፍ። ኣብ ሊንሾፒንግ ከምዚ ዚስዕብ ኣሎና፣

  • ናይ ምብጻሕ ንጥፈታት ኣብ መንበሪ ኣረጋውያን
  • ናይ ምጽናዕ ሓገዝ
  • ሽወደን ተለማመድ
  • ደገፍ ስደተኛታት
  • ሓበሬታን ስልጠናን
  • ልምምድ ስራሕ
  • ሰለስተ ሰከንድሃንድ ድኳን

ብዛዕባና ኣብቲ ናትና መርበብ ኢንተርነት ብዝያዳ ኣንብብ። ወለንተኛ ንምዃን እውን ተወሳኺ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ

ናብ ገጽ Östergötlands län ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ