ረዳ ቦርነን ፋሉን

እዚ ናይ ህጻናት መሰል ውድብ እዩ፡ ድሌትን ጥቕምን መሰልን ህጻናት ኣብ ግብሪ ንኺውዕል ድማ ይሰርሕ። እቲ ውድብ ኣብ ኩሉ ዓለም ይነጥፍ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን ድማ ናጻ እዩ።

Rädda barnen ረዳ ቦርነን ኣብ 11 ናይ ዳላር ኮሙናት ዞባዊ ማሕበራት ኣለዎ፡ ናብቶም ሓደስቲ መጻእትን ናብቶም ብውልቆም ዝመጹ ህጻናትን ዝቐንዐ እተፈላለየ ንጥፈታት ድማ የካይድ። ገለ ንምጥቃስ፣ ናይ መጽናዕቲ ሓገዝ፡ ናይ ቋንቋ ጎጆን språkstuga ኣብቲ መዓስከር ስደተኛታት ኣስተዋጽኦ ምግባርን።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ