ረዳ ቦርነን

ረዳ ቦርነን ናይ ህጻናት ውድብ ኮይኑ ኣብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ውዕል መሰል ህጻናት እተመስረተ እዩ። ንሱ ኩሎም ህጻንት ንዕቤትን ውሕስነትን ጸግዕን ተሳትፎን መሰል ንኺህሉዎም ይሰርሕ። ረዳ ቦርነን ኣብ ብዙሕ ቦታታት ቨርምላንድ ይርከብ ብፍላይ ድማ ነቶም ናብቶም ብውልቆም ዚመጹ ህጻናት ዝቐንዐ ንጥፈታት የካይድ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ