ቀዪሕ መስቀል ዳላርና

ቀዪሕ መስቀል ኣብ ኩሉ ናይ ዳላርና ኮሙናት ዞባዊ ማሕበራት ኣለዎ፡ ብዙሕ ንጥፈታት ድማ የካይድ፡ ከም ኣብነት፣ መራኸቢ ማእከላትን ሰከንድሃንድ ድኳናት ኩፓን፡ ናይ ቋንቋ ካፈታት፡ ናይ መጽናዕቲ ሓገዛት፡ ነቶም ብውልቆም ዝመጹ ህጻናት ከምኡውን ንምርኻብ ስድራቤታት ዕማማት ምቕራብ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ