ሮዳ ኮርሽት

ሮዳ ኮርሽት ናይ ዓለም ዝዓበየ ናይ ሓደጋ ውድብ እዩ። ንሱ ብሚልዮናት ንወድሰብ ኪረድኡ ዝወሰኑ ወለንተኛታት ዝቖመ እዩ። ቀዪሕ መስቀልን ቀዪሕ ሰርቂወርሕን ክፋላት ናይ ሓደ ውድብ ኮይነን ኣብ ዳርጋ ኩሉ ዓለም ኣለዋ። ሮዳ ኮርሸት ኣብ ቨርምላንድ እውን ኣሎ። ካልእ ገዲፍካ ድማ ናይ ቋንቋ ሽወደንን ናይ ክፍሊ መጽናዕትን ደገፍ ይህብ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ