ረዳ ኮርሸት

ሓደስቲ ሰባት ክትረክብ ምስ ካልኦት ድማ ብወለንታ ክትሰርሕ ምስ እትደሊ ቀዪሕ መስቀል ብዙሕ ዕድላት ተቕርብ። ብዘይካ እቲ ነዛ ዓለም ዝሓሸት ንኽትገብራ እትገብሮ ጻዕሪ፡ ኣብቲ ክትዋስኣሉ እትደሊ ንጥፈታት ብቕዓትካ ንምዕባይ ኣብ እተፈላለየ ስልጠናታት ክትካፈል ኢኻ። ከምኡውን ኣብቲ ናይ ዓለም ዝዓበየ ናይ ወድሰብ ድሕነት መርበብ ክትህሉ ኢኻ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ