ናይ ኡፕሳላ ውድብ ምትሕብባር ንማሕብራት ስደተኛታት - SIU

SIU መኽሰብ ዘይብሉ ማሕበር ኮይኑ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን እተገለለ እዩ። SIU ብ1986 እዩ ተመስሪቱ፡ ኣብዚ እዋንዚ ድማ ኣስታት 40 ኣባላት ዝኾና ማሕበራት ኣለዋኦ። SIU ኣብቲ ናይ ሽወደን ማሕበራት ኣባል እዩ።

ቀንዲ ሓበሬታ

  • ኣብቲ ኣብ ኡፕሳላ ኮሙን ዘሎ ናይ ኣባል ማሕበራት ከም ተሳታፊ ኣካል ኴንካ ምስራሕ
  • ንስደተኛታትን ንናይ ውሁዳን (ሚኖሪተት) ጉዳያት ከምኡውን ነቲ ንኣባላት ማሕበራት ናይ ሓባር ዝኾነ ፕሮጀክት ምክያድ።
  • ውህደት ዘለዎ ማሕበረሰብ ንምስራሕ
  • ኣብቲ ናይ ስደተኛታት ሕቶ ኣማኻሪ ምዃን
  • RIU 98,9 FM ናይ SIU ራድዮ ፕሮግራም ምስዳድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ