ስሞላንድስኢድሮተን

Smålandsidrotten ስሞላንድስኢድሮተን ናይቲ ናይ ስሞላንድ ማሕበር ስፖርትን ናይ SISU ትምህርቲ ስፖርት እኩብ ስም እዩ። ናይቲ ማሕበር ዕማም ነተን ኣብ ስሞላንድ ዘለዋ ፈደረሽንን ማሕበራትን ንምድጋፍ እዩ። ንሕና ንምዕባለ ነተባብዕ ከምኡውን ንናይ ህጻናትን መንእሰያትን ስፖርት፡ ሓፋሽ ስፖርትን ጥዕናን መሪሕነትን ውድብን ናይ ምግምጋም ጉዳያትን ወዘተ. ዚምልከቱ ሕቶታት ደገፍን ኣገልግሎትን ንህብ።

ስፖርት ኣብቲ ናይ ምውህሃድ ሕቶ፡ ማለት ኣብቲ ናይቶም ሓደስቲ ሽወደናውያን ምትካል እግሪ ደረጃ ከምኡውን ኣብ ናይ ንስደተኛታት ወለዶታት ኣገዳሲ ተራ ኣለዎ። ኣብዚ እዋንዚ ናይ ስፖርት ምንቅስቓስ ነቶም ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ናይ ስፖርት ምንቅስቓስ ማሕበራዊ ንጥፈታት ብምእታውን ጥፈታቱ የበርትዕ ኣሎ። ኣውራጃዊ ፈደረሽን ንስፖርታውያን ማሕበራት ኣብ ዚገብሮ ደገፍ ፍሉይ ዕማምን ማዕከናትን ረኺቡ እዩ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ