ናይ ኦስተርዮትላን ምድንፋዕ ትምህርቲ

እቲ ፈደርሽን ትምህርቲ ነቶም ኪምሃሩን ምስ ካልኦት ኮይኖም ኪምዕብሉን ዚደልዩ ሰባት ይቕበል። ምድንፋዕ ትምህርቲ፡ ማሕበራት ንምምስራት፡ ፍጻመታት ንምድላው፡ ኣኼባትት ንምክያድ ኣበርክቶ ይገብር። ኣባና ሽወደን ክትለማመድ፡ ሙዚቃ ክትጻወት፡ ፎቶ ከትልዕልን ካልእ ነገራት ክትገብርን ትኽእል።

ኣብ ሊንሾፒን፡ ኖርሾፒንን ሙታላን ኣብያተጽሕፈት ኣሎና።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ