ሽወደናዊት ቤትክርስትያን

ሽወደናዊት ቤትክርስትያን ናይ ቅዳሴ መአከቢ ቦታ ጥራይ ኣይኮነትን። ንሳ ኣብ ዓለምን ኣብ ሽወደንን ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ትሳተፍ እያ። ሽወደናዊት ቤትክርስትያን ኣብ ቨርምላንድ ኣብ ናይ ቋንቋ ካፈታት ትሳተፍ፡ ከምኡውን ነቶም ኣብ ሽወደን ሓደስቲ መጻእቲ ዝኾኑ ደገፍ፡ ንእተፈላለየ ሕቶታት ድማ መልስታት ተቕርብ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ