ታማም፡ ኡፕሳላ

Tamam ታማም፡ ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን ናጻ ዝኾነ መኽሰብ ዘይብሉ ውድብ እዩ። ንሱ ናብ ህጻናትን መንእሰያትን ዝቐንዐ ንጥፈታት የካይድ፡ ከምኡውን ውህደትን ብዙሕነትን የደንፍዕ፡ ነቲ ናይ መንእሰያት ማሕበራዊ ተዋሳእነት ድማ የማዕብል።

Tamam ታማም ኡፕስላ ኣብ ነፍስወከፍ ሰሙን ረቡዕን ሓሙስን ኩሉ ግዜ ናይ መጽናዕቲ ሓገዝ ይህብ። ታማም ኣብ ዞባ ኡፕሳላ ንጥፈታትን ፕሮጀክትን የካይድ፡ ንሕና ምስ ኩሉ ንሕወስ ናይ ዙረት ካምፕታት ድማ ነዳሉ።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ