ናይ ቨርምላንድ ፈደረሽን ስፖርት

ናይ ቨርምላንድ ፈደረሽን ስፖርት ነቲ ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ስፖርታዊ ንጥፈታት ይውክሎን ይድግፎን ይወጋግኖን። ንሱ ንሓደስቲ መጻእቲ ዝኾኑ ኣወዳትን ኣዋልድን ኣንስትን ሰብኡትን ብእተፈላለየ ስፖርታዊ ንጥፈታት ገይሮም ኣብቲ ሕብረተሰብ ሽወደን ተሳተፍቲ ንኺኾኑ ብማለት ግሩም ሃዋህው ይፈጥር።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ