Berg

በርይ ኣብ ናይ የምተላንድ ወረዳ ትርከብ። እቲ ማእከላይ ቦታ 1004 ተቐማጦ ዘለዎ ስቨንስታቪክ ይብሃል። ኣብ ስቨንስታቪክን ካልእ ንእስ ዝበላ ኮምዩንን ኩሉ ንርሁው ህይወት ዘገልግል ነገራት ኣሎ። ንኣብነት: ኣብያተትምህርቲ: ድኳናት: ክሊኒካት ወዘተ. ናይቲ ወረዳ ሆስፒታልን ዕዳጋን ኣብ ኦስተርሱንድ ይርከብ። ናይ ደገ ህይወት ንትፈታትት ንዝደልዩ ብዙሕ ተኽእሎ ኣሎ። ናይ በርይ ኮምዩን ማሕበራውን ባህላውን ዋኒናውን ህይወት ይርከቦ። 

መግለጺ ወይ ገለጻ

Flicka på en äng
ናይ ሚድሶማር ጓል። ፎቶ ዮሃና ኤክስትራንድ

መንበሪ-ገዛ

ኣብቲ ኮምዩን ክልተ መደቀስን ካብኡ ዚበዝሕ ናይ ስድራቢት ናይ ኪራይ ኣፓርትመንት ኣሎ። እቲ ናይቲ ኮምዩን ናይ መንበሪ ኣባይቲ ቤትጽሕፈት በርይስ ሂረስሁስ ይብሃል። እንተ ኾነ ናይ ግሊ ኣካረይቲ ዝኾኑ ኣባይቲ ድማ ኣለዉ: ከም ኒልሰንስ ኣባይቲ።

ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ተቐማጦ መን ኣለዉ ኣብቲ ቦታ

ብብዝሒ ዚዝረብ ቋንቋ: ዓረብ: ሶማሊ: ትግርኛ: ፋርስ: ታይላድን ሩስያን እዩ።

ማሕበራትን ምትእኻባትን

ኣብቲ ቦታ እተፈላላያ ምስ ሽወደናዊት ቤትክርስትያን እተተሓሓዛ ማሕበራት ኣለዋ።

ኣብያተክርስትያን ኣብ እተፈላለየ ቦታታት ኣለዋ። ኣብ ስቨንስታቪክ ናይ ሽወደን ሚስዮን ቤትክርስትያን ዝኾነት ቤትክርስትያን ኣላ። ዝቐረበ መስጊድ ኣብ ኦስተርሱንድ ይርከብ። ኣብቲ ኮምዩን ምስ ስፖርት: ምግፋፍ ዓሳ: ሙዚቃ: ጡረታ እተተሓሓዘ ማሕበራት ኣሎ። ንተወሳኺ ናይቲ kommunens hemsida ኮምዩን መርበብ ኢንተርነት ኣንብብ።

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ኣብ ማእከል ከተማ: ኢካ: ቤትንባብ: ቤትጽሕፈት ዕዮ: ማሕበራዊ ቤትጽሕፈት: ናይ እተዘውተረ ክዳውንቲ ድኳን ኣሎ። ኣብ ነኣሽቱ ከተማታት ድማ ናይ መግቢ ድኳናትን ኣብያተንባብን ይርከብ።

ፊልም ብዛዕባ ኣደናቂ ናይ በርይ ኮምዩን ​ተመልከት

ፊልም ብዛዕባ ትርኢት ካብ ናይ በርይ ኮምዩን ተመልከት

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ኣብቲ ኮምዩን ብዙሕ ናይ ህጻናት ቤትትምህርቲ ኣሎ። ንኣብነት፤ ኣብ ስቨንስታቪክ: ሃኮስ: ሚርቪከን: ኦሳርና: ረታንን ስቱርሸ/ዩንግዳለን። ኣብ ስቨንስታቪክ ናይ ፍየልዪምናስየት ወይ ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ኣሎ: ኣብኡ ድማ እተፈላለየ ትምህርቲ ኪምረጽ ይከኣል።

ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃን ኣብያተ-ትምህርቲ

መባእታ ኣብያተትምህርቲ ኣብ ስቨንስታቪክ፡ ህኮስ፡ሚርቪከን፡ ኦሳርና፡ ሮታንን ስቱርሾ/ዩንግዳለን ይርከብ። ኣብ ስቨንስታቪክ እተፈላለየ ኣካይዳ ዘለዎ ፍየልዪምናስየት እውን ኣሎ።

ዕድላት ትምህርቲ

ኣብ ስቨንስታቪክ: ኤስኤፍኢ: ምልላይ ምስ ሕብረተሰብ: ትምህርቲ ንዓበይቲ: ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ: ኮምቩክስ ይርከብ። ብዛዕባ ናይ ዓበይቲ ቤትትምህርቲ ኣብ ናይቲ ኮምዩን መርበብ ኢንተርነት ተወከስ።

ኣገልጎት ጥዕና

ኣብቲ ኮምዩን ክልተ እንዳ ስኒ ኣሎ: ሓደ ኣብ ስቨንታቪክ ሓደ ድማ ኣብ ሚርቪከን። ኣብዚ ቦታዚውን ሓኪምን ነርስን BVC, MVC ናይ ምውስዋስ ኣካላት ዘለዎ ማእከል ጥዕና ኣሎ። ንተወሳኺ ኣብ Jämtlands läns landsting ኣንብብ።

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

ኣድላዪ ኮይኑ ምስ ዚርከብ እቲ ኮምዩን ብተለፎንን ብኣካልን ዚትርጉም ተርጓማይ ይጥቀም እዩ።

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ትራፊክ ወረዳ ንመብዛሕትኡ ቦታታት ናይቲ ኮምዩን የገልግል። ካብ ረታን ኦርሳና: ስቨንስታቪክን ሃኮስን ናይቲ ከባቢ ባቡር ምጕዓዝ ይከኣል። ብናይ ከባቢ ባቡር መዓልታዊ ብሞራ ጌርካ ናብ ስቶክሆልም ምኻድ ይከኣል።

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

እቲ ኮምዩን ኣብ ኣብያተትምህርትን ሕክምናን ክንክንን ዓቢ ወሃብ ስራሕ እዩ። ኣብ ሕርሻን ዱርን ቱሪዝምን ሆተልን ሪስቶራንተን ኣብ ህንጻን እውን ስራሕ ይርከብ እዩ። ንክፉት ቦታ ኣብ Arbetsförmedlingen ተወከስ።

ክፍቲ ናይ ስራሕ-ቦታታት

ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብዚ ከተማን ኣብ ከባብን

ነቲ ዝርዝር ንምጽማቍ ዝኾነት ቃል ጸሓፉ
ኣርእስቲ ምልክታ-ስራሕሞያ
Personlig assistent på drygt 50% till pojke i Ytterturingen Personlig assistent
Personlig assistent sökes till kvinna utanför Östersund! Personlig assistent
Pedagogisk förstärkning i förskola Pedagogassistent
Bemannia söker socionomkonsulter Socionom
Vikarie personlig assistent - män sökes Personlig assistent
Vägdriftsarbetare Drift- och vägunderhållsarbetare
Lagerarbetare Lagerarbetare
Lagerarbetare , sommarvikarier Lagerarbetare
Enhetschef för Individ - och Familjeomsorgen i Bergs kommun Enhetschef inom socialtjänst
Förskollärare till Svenstavik Lärare i förskola/Förskollärare
Semestervikarie undersköterska / vårdbiträde Undersköterska, hemtjänst och äldreboende
Förskollärare / fritidspedagog Lärare i förskola/Förskollärare
Drifttekniker Bergs Hyreshus Fastighetstekniker/Drifttekniker, fastighet
Intresseanmälan timvikarier Vårdbiträde
Skogsmaskinsförare Skogsmaskinförare
Sommarjobb hos OKQ8 Östersund Bensinstationsbiträde/Servicebiträde
Områdeschef till Gemensamma Försäkringsfrågor Betalning / Återbetalning Avdelningschef, statlig
Systemingenjör Elingenjör
Vägledare sommarvikarier Ung Integration Behandlingsassistent/Socialpedagog
SOMMARSÄLJARE TILL CIRCLE K ÖSTERSUND Bensinstationsbiträde/Servicebiträde

ገጽ 1 ናይ 21

ናይ ሓበሬታ ካርታ

ኣብቲ ካርታ፡ ኣብቲ ኮምዩን እንታይ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ትርእይ። ኣብኡውን ነቲ እትደልዮ ቦታ ንኣብነት ኣድራሻ ገዛ፡ ምልክት ክትገብረሉ ትኽእል።

ኣብቲ ካርታ እንታይ ኪረኣይ ከም እትደሊ ምረጽ

ብዙሕ ስራሕ ኪርከብ ይኽእል

ገለ ናይ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ሓበሬታታት ናይቲ ስራሕ ኣድራሻ የብሉን፡ ስለዚ ኣብቲ ካርታውን ኣይረአን፡ ግን ኣብቲ ”ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ” ዚብል ኩርናዕ ይርከብ።

Berg

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

​ብዝሒ-ህዝቢ

7 150

ስፍሓት መሬት

6 145 km2

ርሕቐት ካብ ዓበይቲ ከተማታት

Svenstavik - Östersund 65 km

Svenstavik - Sundsvall 195 km

Svenstavik - Stockholm 490 km

መርበብ-ሓበሬታ ምምሕዳር ከተማ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ