Gullspång

ጉልስፕሮንግ ንእሽቶ ኮምዩን ኮይና ኣብ መንጎ ናይ ሽወደን ዝዓበያ ቀላያት፡ ቨነርን ቫተርን፡ ትርከብ። 5300 ተቐማጦ ዘለዋ ጉልስፕሮንግ፡ ምጭውትን ደስ እተብልን ኮምዩን እያ። ናይቲ ኮምዩን ዓበይቲ ከተማታት፡ ሁቫን ጉልስፕሮንግ እየን።

መግለጺ ወይ ገለጻ

መንበሪ-ገዛ

ኣብቲ ኮምዩን እቲ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ማእከል ከተማ እዩ።

ዝካረ መንበሪ ኣባይቲ ንምርካብ ኣብ ናይ ጉልስፖንግ ኪራይ ኣባይቲ ኤይ.ቢ ተመልከት።

ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ተቐማጦ መን ኣለዉ ኣብቲ ቦታ

ኣብቲ ቦታ ፋርስ/ዳሪ፡ ፋርሲ፡ ፓሽቶ፡ ትግርኛ፡ ትግረ፡ ሊንጋላ፡ ስዋሂሊ፡ ፈረንሳ፡ እንግሊዝ፡ ዓረብ፡ ሶማሊ ይዝረብ።

ማሕበራትን ምትእኻባትን

ኣብቲ ኮምዩን ሽወደናዊት ቤትክርስትያን፡ ፐንትኮስት ቤትክርስትያንን ሚስዮን ቤትክርስትያንን ይርከባ።

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ኣብዚ፡ ድኳናትን፡ ቤትንባብ፡ ቤትመግቢ፡ ካፈ፡ ጂም፡ ፋርማሲ ኣሎ።ኣብ ጉልስፕሮንግ ናይ ስደተኛታት ኣተሓባባርን ሓጋዝን ዘለዎ ማሕበራዊ ቤትጽሕፈት ኣሎ። ንምሉእ ሓበሬታ ኣብ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት ተመልከት። ኣብቲ ኮምዩን ነቶም በይኖም ዚመጹ መንበሪ ኣሎ። ነዚውን ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት ተመልከት። ኣብ ጉልስፕሮንግ ኮምዩን ንምሕምባስ ርሑቕ ኣይኮነን። ኣብኡ ናይ ኦተርባከን ባርፉተን፡ ናይ ስካገርስቪክ ስካገርስቪክስባደት፡ ካብ ሁቫ ውጽእ ኢልካ ድማ ናይ ኦተርበርይ መሐምበሲ ኣሎ።

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ኣብ ጉልስፕሮንግ ኮምዩን ኣብቲ ናይ ኦተርባከንን ሁቫን ጉልስፕሮንግን ነኣሽቱ ከተማታት ናይ ህጻናት ኣብያተትምህርቲ ኣለዋ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት ተመልከት።

ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃን ኣብያተ-ትምህርቲ

ኣብ ጉልስፕሮንግ ናይ F-9 ዓመተትምህርቲ ቤትትምህርቲ ኣሎ። ኣብ ሁቫ ከኣ ናይ F-6 ዓመተትምህርቲ ቤትትምህርቲ ኣሎ። ኣብ ማሪየስታድ ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ኣሎ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት ተመልከት።

ዕድላት ትምህርቲ

ኣብ ናይ ኦተርባከን ቍሸት ለርሰንትሩም፡ ኤስኤፍኢ ከምኡውን ናይ ሕብረተሰብ መላለዪ ለርሰንትሩም ኣሎ። ኣብ ካርልስታድ፡ ኾቭደን ኦረብሩን ዩኒቨርሲቲ/ኮለጅ ኣሎ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት ተመልከት።

ኣገልጎት ጥዕና

ኣብ ከተማታት ጉልስፕሮንግን ሁቫን ማእከላት ጥዕናን ሕክምና ስንን ኣሎ።

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

ናይ ጉልስፕሮንግ ኮምዩን፡ ምስ ዘድሊ፡ ካብ ናይ ማርየስታድ ቤትጽሕፈት ትርጉም ኣገልግሎት ይጥቀም።

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ኣብዚ ከምኡውን ኣብ ሁቫ፡ ብቨስትራፊክ ዚግልገል ናይ ኣውቶቡስን ባቡርን ኣገልግሎት ኣሎ። www.vasttrafik.se.

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

ኣብቲ ኮምዩን፡ እቲ ዝዓበየ ወሃብ ስራሕ ናይ ጉልስፕሮንግ ኮምዩን እዩ። ኣብቲ ንጥፈታትና፡ ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣብ ቤትትምህርትን ክንክን ኣረጋውያንን ናይ መተካእታ ሓጺር ወይ ነዊሕ ግዜ ዚወስድ ስራሕ ኣሎ። ኣብዚ፡ ናይ ምስናዕ ፋብሪካታትን ነኣሽቱ ዋኒናትን ይርከቡ።

ክፍቲ ናይ ስራሕ-ቦታታት

ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብዚ ከተማን ኣብ ከባብን

ነቲ ዝርዝር ንምጽማቍ ዝኾነት ቃል ጸሓፉ
ኣርእስቲ ምልክታ-ስራሕሞያ
Timvikarie / Behandlingspedagog / Behandlingshemmet Källtorp Behandlingsassistent/Socialpedagog
Regnbågsskolan söker lärare Lärare i grundskolan, årskurs 1-3
Vikariat ; Administratör Personaladministratör/Personalassistent
Regnbågsskolan söker vik. lärare åk 4 - 6 Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
Underhållstekniker Underhållsarbetare
Reparatör till Zinkano Maskinreparatör
Controller med produktionsintresse , Moelven Wood Vänerply Controller
Homepartysäljare – Heminredning ZELECTED BY HOUZE AB Hemförsäljare
Forrestry work Skogsarbetare, röjning
Personlig Assistent Hova , Gullspångs Kommun , Ref 263 Personlig assistent
Projektledare integration Föreningskonsulent
Till vår verksamhet Vattenkraft Sverige söker vi nu en Planerare / Beredare Planeringsingenjör, elkraft
Extra vaktmästare sökes till Gullstensskolan Kontorsvaktmästare
Löneadministratör Löneadministratör
Är du vår nya sjuksköterska? Sjuksköterska, grundutbildad
Distriktssköterska / Sjuksköterska Distriktssköterska
Flexibel lärare till vårt nya Introduktionsprogram Språkintroduktion Lärare i grundskolan, årskurs 7-9
Förskollärare Lärare i förskola/Förskollärare
Sveriges viktigaste vikarier Lärare i grundskolan, årskurs 1-3
Regnbågsskolan söker grundskollärare Lärare i grundskolan, årskurs 1-3

ገጽ 1 ናይ 29

ናይ ሓበሬታ ካርታ

ኣብቲ ካርታ፡ ኣብቲ ኮምዩን እንታይ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ትርእይ። ኣብኡውን ነቲ እትደልዮ ቦታ ንኣብነት ኣድራሻ ገዛ፡ ምልክት ክትገብረሉ ትኽእል።

ኣብቲ ካርታ እንታይ ኪረኣይ ከም እትደሊ ምረጽ

ብዙሕ ስራሕ ኪርከብ ይኽእል

ገለ ናይ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ሓበሬታታት ናይቲ ስራሕ ኣድራሻ የብሉን፡ ስለዚ ኣብቲ ካርታውን ኣይረአን፡ ግን ኣብቲ ”ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ” ዚብል ኩርናዕ ይርከብ።

Gullspång

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

ብዝሒ-ህዝቢ

5 300

ስፍሓት መሬት

313 km2

ርሕቐት ካብ ዓበይቲ ከተማታት

Mariestad 35 km

Kristinehamn 55 km

Skövde 72 km

Örebro 85 km

Karlstad 98 km

Göteborg 207 km

Stockholm 280 km

መርበብ-ሓበሬታ ምምሕዳር ከተማ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ