Nybro

ኒብሮ ኮምዩን ኣብ ናይ ካልማር ወረዳ ዚርከብ ኮምዩን እዩ። ርእሰ ከተማኡ ኒብሮ ይብሃል። እቲ ኮምዩን ምስ ኤማቡዳ፡ ካልማር፡ ለሰቡ፡ መንስተሮስ፡ ሀግስቢን ኡፕቪዲንገን ይዳወብ

መግለጺ ወይ ገለጻ

​​​​​​​መንበሪ-ገዛ

Nybro bostads AB.

ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ተቐማጦ መን ኣለዉ ኣብቲ ቦታ

ሶማሊ፡ ዓረብ፡ ዳሪ

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ናይ ምውህሃድ ኣሃዱ፡ ቤትጽሕፈት ዕዮ፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ 3 ግሮሰሪ፡ ናይ ክዳን ድኳናት፡ ናይ ገዛ ኣቕሑ ድኳናት፡ ኣብያተመግቢ/እንዳ ፒሳ

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ናይ ኒብሮ ኮምዩን መርበብ ተወከስ

ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃን ኣብያተ-ትምህርቲ

ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ

መባእታ ቤትትምህርቲ

ዕድላት ትምህርቲ

ኮምቩክስ፡ ኤስኤፍኢ፡ ትምህርቲ ንዓበይቲ

ትምህርቲ ንዓበይቲ

ኣገልጎት ጥዕና

3 ማእከል ጥዕና፡ ናይ ካልማርሆስፒታል፡ ናይ ህጻናት ክሊኒክ፡ ክፉት ቤትትምህርቲ ህጻናት።

ማኣከል ስድራቤትት

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

ምስ ዘድሊ እቲ ኮምዩን ተርጓማይ የዳሉ

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ባቡርን ኣውቶቡሳትን

ናይ ካልማር ወረዳ ትራፊክ መርበብ

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

ኢከያ፡ ባውሃውስ፡ መድያ ማርከት፡ ኤልዪጋንተን፡ ቢልተማ

ክፍቲ ናይ ስራሕ-ቦታታት

ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብዚ ከተማን ኣብ ከባብን

ነቲ ዝርዝር ንምጽማቍ ዝኾነት ቃል ጸሓፉ
ኣርእስቲ ምልክታ-ስራሕሞያ
Driftsansvarig Pelletsanläggning Arbetsledare, elkraft
Lärare idrott och hälsa åk 7 - 9 Lärare i grundskolan, årskurs 7-9
Lärare åk 4 - 6 Ma / NO 1.e läraruppdrag Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
Fastighetsförvaltare Fastighetsförvaltare
Projektledare Projektledare, bygg och anläggning
Erfaren pizzabagare sökes Pizzabagare
Lärare åk 1 - 3 Lärare i grundskolan, årskurs 1-3
TopWork vill träffa dig som vill jobba inom industri Montör, metallprodukter
Trygghetssamordnare / trygghetspedagog Pedagogassistent
Fritidspedagog / lärare i fritidshem Lärare i fritidshem/Fritidspedagog
Lärare i förskoleklass / förskollärare Lärare i förskola/Förskollärare
Lärare mellanstadiet Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
EXIT - intervjuare Intervjuare, opinionsundersökning
Lärare i svenska och engelska Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
SVA & musiklärare åk 1 - 3 Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
Barnbibliotekarie till Nybro bibliotek Bibliotekarie
Distrikssköterska / leg. sjuksköterska Distriktssköterska
Vi söker Lastbilsmekniker till vår kund i Nybro Lastbilsmekaniker
Truckförare till Nybro Truckförare
Lärare , Riksglasskolan Lärare i gymnasiet - yrkesämnen

ገጽ 1 ናይ 30

ናይ ሓበሬታ ካርታ

ኣብቲ ካርታ፡ ኣብቲ ኮምዩን እንታይ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ትርእይ። ኣብኡውን ነቲ እትደልዮ ቦታ ንኣብነት ኣድራሻ ገዛ፡ ምልክት ክትገብረሉ ትኽእል።

ኣብቲ ካርታ እንታይ ኪረኣይ ከም እትደሊ ምረጽ

ብዙሕ ስራሕ ኪርከብ ይኽእል

ገለ ናይ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ሓበሬታታት ናይቲ ስራሕ ኣድራሻ የብሉን፡ ስለዚ ኣብቲ ካርታውን ኣይረአን፡ ግን ኣብቲ ”ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ” ዚብል ኩርናዕ ይርከብ።

Nybro

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

ብዝሒ-ህዝቢ

19 486

ስፍሓት መሬት

1 201 km2

ርሕቐት ካብ ዓበይቲ ከተማታት

Kalmar 30 km

መርበብ-ሓበሬታ ምምሕዳር ከተማ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ