Nyköping

ኒሸፒንግ ካብ ስቶክሆልም ንደቡብ ናይ ሓደ ሰዓት ጕዕዞ እዩ። ብመገዲ ናይ ስቶክሆልም ስካቭስታ መዓርፎ ነፈርቲ ናብተን ዓበይቲ ከተማታት ኤውሮጳ ቀረባ ብምዃናን በቲ ኣርኪፐላጎን ናይ ሰርምላንድ ባህላዊ ቅርጽን ኒሾፒንግ ኣዝዩ ሰሓቢ ቦታ እዩ።

መግለጺ ወይ ገለጻ

​​መንበሪ-ገዛ

ብዘይካ ናይ ኒሾፒንግ ገዛውቲ ናይ ኪራይ ኣባይቲ ትካላት ከም ኤችኤስቢ፡ ፐኣብ፡ ሪክስሀምን ኩንግስሀምን ኣለዋ።

ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ተቐማጦ መን ኣለዉ ኣብቲ ቦታ

ዓረብ፡ ፊንላንድ፡ ሶማሊ፡ ሽወደን፡ ታይላንድ፡ ትግርኛ

ማሕበራትን ምትእኻባትን

ኣብዚ፡ እዘን ዚስዕባ ማሕበራት ይርከባ፤ ማሕበር ሶማል ኒሾፒንግ፡ ማሕበር ሶማሊላንድ፡ ማሕበር ታይላንድ ኒሾፒንግን ኦክሰሎሱንድ፡ ማሕበር ፊንላንድ ኒሾፒንግ፡ ፊንላንድስቨንስካር ኒሾፒንግ/ኦክሰሎሱንድ፡ ናይ ዓፋር ረድኤት ማሕበር፡ ናይ ቦስንያ ማሕበር፡ ናይ እስላም ባህላዊ ማእከል።

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ኣብ ብራንድሸርን ኣርኖን ናይቲ ኮምዩን ናይ ኣገልግሎት ቤትጽሕፈት ኣሎ። ኣብኡ ዓረብን ሶማልን ዚዛረቡ ናይቲ ሕብረተሰብ መራሕቲ መገዲ ኣለዉ። ምስቲ ኣብቲ ናይቲ ከተማ ዞና ክፉት ናይ ህጻናት ቤትትምህርቲ ዘለዎ ናይ ስድራቤት ማእከል ብሓባር ይሰርሑ። ኣብኡ ናይ ኣዴታትን ህጻናትን ማእከል ጥዕና ኣሎ። ቤትጽሕፈት ዕዮ፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ፖሊስ፡ ናይ ረድኤት ኣገልግሎት ወዘተ. ኣብ ሓደ ናይ መርበብ ስራሕ ይሰርሑ። ኣብቲ ቦታ ብዙሓት ናይ ሰከንድ ሃንድ ድኳናት ኣለዋ።

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ኒሾፒንግ ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን መርበብ ተጠቒሰን ዘለዋ ብዙሕ ኣብያተትምህርቲ ህጻናት ኣሎዋ።

ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት

ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃን ኣብያተ-ትምህርቲ

ናይቲ ኮምዩን መርበብ ተወከስ

ዕድላት ትምህርቲ

ኣገልጎት ጥዕና

ላንድስቲንገት ናይ ሰርምላንድ ረአ

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

እቲ ኮምዩንን እቲ ወረዳን ምስ ሰማንቲክስ ናይ ቋንቋ ኣገልግሎት ስምምዕ ኣለዎ። መራኸቢታት

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ለንትራፊከን ናይ ሰርምላንድ ረአ

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

ብዘይካ እቲ ኮምዩንን ናይ ሰርምላንድ ወረዳን፡ እዘን ዚስዕባ ዓበይቲ ስራሕ ወሃብቲ እየን፤ ሽናይደር ኤለክትሪክ ስቨርየ፡ ናይ ስቶክሆልም ናይ ስካቭስታ መዓርፎ ነፈርቲ፡ ስቱድስቪክ፡ ኤበርስፓኸር ኤግዞስት ተክኖሎጂ ስዊድን፡ ABB AB Cewe-Control

ክፍቲ ናይ ስራሕ-ቦታታት

ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብዚ ከተማን ኣብ ከባብን

ነቲ ዝርዝር ንምጽማቍ ዝኾነት ቃል ጸሓፉ
ኣርእስቲ ምልክታ-ስራሕሞያ
Lärare i grundskolan - Idrott - Långsättersskolan Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
Barnskötare sökes till Vittra Kungshagen Barnskötare
Lärare i Sv / Eng 4 - 9 på Vittra Kungshagen Lärare i grundskolan, årskurs 7-9
18211 Vår kund i centrala Nyköping söker assistenter! Personlig assistent
Truckförare i Nyköping Truckförare
Svetsare Svetsare, manuell
FOREX Bank i Skavsta söker säljare Valutaförsäljare
Fritidspedagog till Herrhagsskolan Lärare i fritidshem/Fritidspedagog
Lantmännen Maskin söker Tekniker till Nyköping Fordonstekniker/Bilmekaniker/Personbilsmekaniker
Personlig Assistent 80% Personlig assistent
Nu söker KONE Servicetekniker till Nyköping Kran- och hisstekniker
Lokalvårdare till Studsvik Städare/Lokalvårdare
Medarbetare till KFC på KFC Restaurangbiträde
Teamchef till socialpsykiatrin Boendeföreståndare, kommunal
Vi söker enhetschef till ambulansverksamheten i Sörmland! Sjuksköterska, grundutbildad
Vi söker enhetschef till ambulansverksamheten i Sörmland! Enhetschef, hälso- och sjukvård
Stödpedagoger till Grupp - och Serviceboenden Stödpedagog
Förskollärare till Ringens förskola Lärare i förskola/Förskollärare
CNC - operatör med inriktning fräsning CNC-operatör/FMS-operatör
Mc Donalds Nyköping söker medarbetare på deltid Restaurangbiträde

ገጽ 1 ናይ 15

ናይ ሓበሬታ ካርታ

ኣብቲ ካርታ፡ ኣብቲ ኮምዩን እንታይ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ትርእይ። ኣብኡውን ነቲ እትደልዮ ቦታ ንኣብነት ኣድራሻ ገዛ፡ ምልክት ክትገብረሉ ትኽእል።

ኣብቲ ካርታ እንታይ ኪረኣይ ከም እትደሊ ምረጽ

ብዙሕ ስራሕ ኪርከብ ይኽእል

ገለ ናይ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ሓበሬታታት ናይቲ ስራሕ ኣድራሻ የብሉን፡ ስለዚ ኣብቲ ካርታውን ኣይረአን፡ ግን ኣብቲ ”ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ” ዚብል ኩርናዕ ይርከብ።

Nyköping

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

ብዝሒ-ህዝቢ

53 165

ስፍሓት መሬት

1 554,26 km2

ርሕቐት ካብ ዓበይቲ ከተማታት

Stockholm 104 km

Linköping 104 km

Norrköping 66 km

መርበብ-ሓበሬታ ምምሕዳር ከተማ​​

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ