Oxelösund

ኦክሰሎሱንድ ምስቲ 11500 ተቐማጦኣ ኣብቲ ገማግም ኦስተርሾንስ ሓደ ሰዓት ካብ ስቶክሆልም ንደቡብ ርሒቓ ትርከብ። ጥቓ ባሕሪ ብምዃና ንምሕምባስን ምጅላብን ብጃልባ ምቅድዳምን ናይ እኩባት ደሴታት ጽባቐ ንምርኣይን ተኽእሎታት ኣሎ። ኦክሰሎሱንድ ናይ ተቓራንታት ከተማ እያ። ኣብኡ እቲ ንእሽቶ ምስ ዓቢ ይራኸብ። ኢንዱስትሪ ምስ ተፈጥሮ። ጽርግያታት ምስ ባሕሪ። ናብ ኦክሰሎሱንድ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!

መግለጺ ወይ ገለጻ

Bild på segelfartyg i Oxelösund

መንበሪ-ገዛ

ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት፡ ብዛዕባ ኣካረይትን ደላላን ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

ማሕበራትን ምትእኻባትን

ኩለን ንጡፋት ማሕበራት ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ናይ ማሕበራት ደብተር ክትረኽበን ትኽእል።

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ኣብ ኦክሰሎሱንድ፡ ድኳናት፡ ቤትንባብ፡ ናይ ኩሉ ንጥፈታት ቤት፡ ክፉት ቤትትምህርቲ ህጻናት፡ ማእከል ጥዕናን ፋርማስን ይርከብ።

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ኦክሰሎሱንድ ብዙሕ ኣብያተትምህርቲ ህጻናት ኣለዎ። ኣብቲ ናይቲ ኮምዩን ወብሳይት ብተወሳኺ ኣንብብ።

ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃን ኣብያተ-ትምህርቲ

ኦክሰሎሱንድ ኮምዩን ምስ ኒሾፒን ውዕል ኣለዋ፡ ኣብኡ ዝበዝሑ ክትመርጸሎም እትኽእል ሃገራዊ ፕሮግራማት ኣለዉ።

ኣብዚ ብዛዕባ ናይ ኦክሰሎሱንድ መባእታ ኣብያተትምህርቲ ከተንብብ ትኽእል።

ዕድላት ትምህርቲ

ካምፑስ ንኹሉቲ ኣብ ኦክሰሎሱንድ ኣብ ውሽጢቲ ትምህርቲ ንዓበይቲ ዚካየድ ስልጠና ዚጥርንፍ ስም እዩ። እንታይ ስልጠና ከም ዚወሃብ ንምፍላጥ ኣብቲ ናይ ኦክሰሎሱንድ ካምፑስ ወብሳይት ኣንብብ።

ኣገልጎት ጥዕና

ማእከላት ጥዕናን ህጹጽ ረድኤትን ኣብ Landstinget Sörmland. ርኸብ።

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

እቲ ኮምዩን መብዛሕትኡ ግዜ ስፖክሰርቪስ Språkservice እዩ ዘዘውትር።

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ብዛዕባ ሓባራዊ መሰመራት ኦክሰሎሱንድ ኣብቲ Länstrafiken Sörmland ክትረኽቦ ትኽእል።

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

ሳብ SAAB ናይቲ ዞባ ዝዓበየ ወሃብ ስራሕ እዩ፡ ብድሕሪኡ ናይ ኦክሰሎሱንድ ኮምዩንን ናይ ኦክሰሎሱንድ ወደብን ይመጽእ።

ክፍቲ ናይ ስራሕ-ቦታታት

ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብዚ ከተማን ኣብ ከባብን

ነቲ ዝርዝር ንምጽማቍ ዝኾነት ቃል ጸሓፉ
ኣርእስቲ ምልክታ-ስራሕሞያ
Vikariat som Administratör 50% Administrativ assistent
IT - strateg IT-strateg
Stödpedagog Stödpedagog
Förskollärare till Stenviks förskola Lärare i förskola/Förskollärare
SSAB - Mekaniker till koksverket Maskinmekaniker, industri/varvsindustri
SSAB - Generalist inom mek - Är du process pch maskinintresserad? Maskinmekaniker, industri/varvsindustri
SSAB - Reparatör Kylteknik Maskinreparatör
Affärsbiträde Torgförsäljare/Marknadsförsäljare
Biståndshandläggare äldre Biståndsbedömare/Biståndshandläggare
SSAB - Thermal Cutting Specialist Svetsingenjör
Kanslichef / Kommunsekreterare Kanslichef, kommun
Fotvårdsspecialist till primärvården Fotterapeut/Fotvårdsspecialist
Chef avsnitt Strenx Arbetsledare, maskintillv.-verkstadsprodukter
Chef avsnitt Skärning hall 10 Arbetsledare, maskintillv.-verkstadsprodukter
D - skolan söker pedagog med intresse för aktiva klassrum Lärare i fritidshem/Fritidspedagog
D - skolan söker lärare till mellanstadiet Lärare i grundskolan, årskurs 4-6
SSAB söker Driftchef med fokus på säkerhet och kvalitet Produktionschef, tillverkning
Förskollärare 4 stycken , Peterslundsskolan Lärare i förskola/Förskollärare
Servicemedarbetare till specialavdelning i Oxelösund Industristädare
SSAB - Industrirörmokare Underhåll Media Industrirörmontör

ገጽ 1 ናይ 15

ናይ ሓበሬታ ካርታ

ኣብቲ ካርታ፡ ኣብቲ ኮምዩን እንታይ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ትርእይ። ኣብኡውን ነቲ እትደልዮ ቦታ ንኣብነት ኣድራሻ ገዛ፡ ምልክት ክትገብረሉ ትኽእል።

ኣብቲ ካርታ እንታይ ኪረኣይ ከም እትደሊ ምረጽ

ብዙሕ ስራሕ ኪርከብ ይኽእል

ገለ ናይ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ሓበሬታታት ናይቲ ስራሕ ኣድራሻ የብሉን፡ ስለዚ ኣብቲ ካርታውን ኣይረአን፡ ግን ኣብቲ ”ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ” ዚብል ኩርናዕ ይርከብ።

Oxelösund

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

ብዝሒ-ህዝቢ

11 500

ስፍሓት መሬት

 35 km2

ርሕቐት ካብ ዓበይቲ ከተማታት

Nyköpings kommun 13 km

Norrköping 54 km

Stockholm 113 km

መርበብ-ሓበሬታ ምምሕዳር ከተማ​

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ