Skurup

ስኩሩፕ ኮሙን ኣብ መንጎ ዪስታድን ማልሞን ይርከብ። ንሱ ገጠራዊ ምጩውነት ኣለዎ፡ ንዓበይቲ ከተማታት ድማ ቀረባ እዩ። ናይ ስኩሩፕ ከተማን ሪድስጎርድን ምስ ማልሞ/ኮፐንሃገን/ካስትሩፕን ይስታድ-ሲምሪስሃምን ዘራኽብ ጥቡቕ ናይ ባቡራት መስመራት ኣለዎ። መዓርፎ ነፈርቲ ማልሞ 18 ኪ.መ ርሒቑ ይርከብ።

መግለጺ ወይ ገለጻ

መንበሪ-ገዛ

ናይ ስኩሩፕ ኮሙን ጥቓ ተፈጥሮ ዝኾነ ሰሓቢ መንበሪ ኣባይቲ ኣለዎ። እቲ መንበሪ ኣባይቲ፡ ቪላን ኣፓርትማን ዝጠርነፈ እዩ። እቲ ናይ ስኩሩፕ ኮሙናዊ ወኪል ገዛውቲ፡ ስኩሩፕስ ሀም ይብሃል።

ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ተቐማጦ መን ኣለዉ ኣብቲ ቦታ

ብቐዳምነት ዓረብን ዳሪን። ምስ ዘድሊ ድማ ትምህርቲ ብኻልእ ቋንቋ

ማሕበራትን ምትእኻባትን

ኣብ ስኩሩፕ ኮሙን ሽወደናዊት ቤትክርስትያን ኣሎ። ከምኡውን እተፈላለያ ናይ ስፖርትን ባህልን ማሕበራት ኣለዋ።

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ኣብቲ ናይ ስኩሩፕ ሰንትሩም፡ ቤትጽሕፈት መራኸቢ ስራሕ ኣሎ፡ ከምኡውን እተፈላለየ ቡቲካት፡ ባንካታት፡ ፋርማሲ፡ ቤትንባብን ፍሉጥ መሐምበስን ወዘተ. ኣሎ። እቲ ዝዓበየ ናይ መግቢ ድኳን ኣብቲ ሰንትሩምን ኣብ ከባቢኡን ይርከብ። ኣብ ከተማታን ሪድስጎርድን ኣበኮስን፡ ድኳናት ኣሎ። ኣብ ኩሉ ቦታታት ድማ ኣብያተመግቢ ይርከብ።

 

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ኣብ ስኩሩፕ ኮሙን ብዙሕ ኣጸደ ህጻናት ኣሎ። ናብቲ ኣጸደ ህጻናት ንምእታው ዚወስድ ናይ ምጽባይ ግዜ ሓጺር እዩ። ስለዚ ውላድካ ብቕልጡፍ ኪኣትወልካ ይኽእል እዩ። ዝርዝር ኣጸደ ህጻናት።

 

ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃን ኣብያተ-ትምህርቲ

ኣብ ስኩሩፕ ኮሙን ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ስኩሩፕ፡ ስሊሚንገ፡ ሪድስጎርድን ሺቫርፕን መባእታዊ ኣብያተትምህርቲ ኣለዋ። ኣብ ስኩሩፕ ናይ ኒልስ ሆልየርሶንስዪምናስየት ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ.

ዕድላት ትምህርቲ

ኮምቩክስን ኤስኤፍኢን ኣብ ኒልስ ሆየርሶን ትምህርቲ ንኣባጽሕ ይርከብ

ኣገልጎት ጥዕና

ኣብ ስኩሩፕ ማእከል ጥዕና፡ ክሊኒክ ኣደታት፡ ማእከል ጥዕና ህጻናትን ክንክን ስንን ኣሎ፡ ኣብ ሪድስጎርድን ሺቫርፕን ድማ ማእከል ጥዕና ኣሎ። እቲ ዝቐረበ ሆስፒታል 24 ኪ.መ ርሒቑ ኣብ ዪስታድ ይርከብ።

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

ናይ ተርጓማይ ሓገዝ፤ ብዓረብን ዳሪን ሶማልን ኣሎ።

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ካብ ስኩሩፕ ክሳብ ማልሞ፡ ዪስታድ፡ ሉንድን ረለቦርይን ግሩም ናይ ባቡርን ኣውቶቡስን መስመራት ኣሎ። ናብ ኮፐንሃገን ስቨዳላን ቀጥታ እትኸይድ ባቡር ኣላ። ብዛዕባ ናይ ስኮነ መጎዓዝያ ሰዓታት ጕዕዞ ብተወሳኺ ኣንብብ።

 

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

እቲ ምስ ከተማታት ዘራኽብ መስመራት ግሩም ብምዃኑ ዝበዝሑ ወሃብቲ ስራሕ ብፐንደልቶግ ወይ ተመላላሲት ባቡር ዚብጽሑ እዮም

ክፍቲ ናይ ስራሕ-ቦታታት

ኣብዚ ገጽ’ዚ፡ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብዚ ከተማን ኣብ ከባብን

ነቲ ዝርዝር ንምጽማቍ ዝኾነት ቃል ጸሓፉ
ኣርእስቲ ምልክታ-ስራሕሞያ
Enhetschef till hemtjänst Enhetschef, hälso- och sjukvård
Säljare med eller utan erfarenhet i Skurup. Lön 24 500 kr plus provision Hemförsäljare
Distriktssköterska / Diabetessköterska / Sjuksköterska , Vårdcentralen Skurup Sjuksköterska, grundutbildad
Trädgårdsarbetare Trädgårdsanläggare/Trädgårdsanläggningsarbetare
Väginspektör / Drift - och underhållsarbetare Vägservice , Skurup Drift- och vägunderhållsarbetare
Medicinsk sekreterare / HR - stöd till Vårdcentralen Skurup Läkarsekreterare/Vårdadmin/Medicinsk sekreterare
VI SÖKER SJUKSKÖTERSKA TILL VÅRDCENTRAL Sjuksköterska, grundutbildad
Distriktssköterska / Diabetessköterska / Sjuksköterska , Vårdcentralen Skurup Distriktssköterska
Svetsmontör Svetsare, manuell
Socionom till Vuxenenheten Socionom
Distriktssjuksköterska till Vårdcentral i Skurup Sjuksköterska, grundutbildad
Personlig assistent till Skurup Personlig assistent
Folkhögskolelärare i SFI SFI-lärare
SERVITÖR / SERVITRIS Servitör/Servitris
Kvinnlig personlig assistent till Skurup Personlig assistent
Är du morgonpigg? Vi söker distributörer! Tidningsbud/Tidningsdistributör
Vill du skapa Sveriges bästa säljteam? Teamledare
Vikarier till Bemanningsenheten Undersköterska, hemtjänst och äldreboende
Barnsjuksköterska / Sjuksköterska till Barninfektion / Intermediärvård , Malmö Sjuksköterska, grundutbildad
Sjuksköterskor till Hematologiavdelning 3 och 4 i Lund Sjuksköterska, grundutbildad

ገጽ 1 ናይ 201

ናይ ሓበሬታ ካርታ

ኣብቲ ካርታ፡ ኣብቲ ኮምዩን እንታይ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ትርእይ። ኣብኡውን ነቲ እትደልዮ ቦታ ንኣብነት ኣድራሻ ገዛ፡ ምልክት ክትገብረሉ ትኽእል።

ኣብቲ ካርታ እንታይ ኪረኣይ ከም እትደሊ ምረጽ

ብዙሕ ስራሕ ኪርከብ ይኽእል

ገለ ናይ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ሓበሬታታት ናይቲ ስራሕ ኣድራሻ የብሉን፡ ስለዚ ኣብቲ ካርታውን ኣይረአን፡ ግን ኣብቲ ”ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ” ዚብል ኩርናዕ ይርከብ።

Skurup

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

ብዝሒ-ህዝቢ

15 167

ስፍሓት መሬት

194 km2

ርሕቐት ካብ ዓበይቲ ከተማታት

Ystads kommun 24 km
Trelleborgs kommun 30 km
Malmö kommun 40 km​

መርበብ-ሓበሬታ ምምሕዳር ከተማ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ