ናብ ሽወደን ምምጻእ

​​​እዚ ምዕራፍ`ዚ፡ ኣብ ሽወደን ድሕሪ ምምጻእ እንታይ የጋጥመኩም ዝብል ዛዕባ ዝድህስስ እዩ። ብዜካ`ዚ ብዛዕባ ታሪኽ ሽወደን፡ ባህልን በዓላትን ውን የዘንቱ እዩ።


ስእሊ: Colourbox

ነቶም እተፈላለዩ ክፋላት ናይቲ ምዕራፍ ንምርካብ ኣብቲ ሓምላይ ሳጹን ነቶም እተፈላለዩ ኣርእስቲ ጠውቆም።

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ