ኣገልግሎት ንባብ - Talande Webb

ኣገልግሎት ንባብ

ብዛዕባ ሽወደን፣ ኣብ ናይ ሓበሬታ ገጻት ብኣገልግሎት ንባብ፣ መርበብ ሓበሬታ ብድምጺ ክንበቡ ይኽእሉ እዮም። ሓደ ናይ ድምጺ መርበብ ከም ጥብቆ ክትውስኽ ትኽእል ኢኻ፣ ከምዚ ከኣ ትገብር:

1. ናይ ድምጺ መርበብ ዝብል ኣብ ታሕቲ ጠውቕ (ሓድሽ ፊኒስትራ ክኽፈተልካ እዩ)።

 

 

2. ኣብታ ትኣትዋ ገጽ ዘሎ ናይ ጎኒ ዝርዝር "Så funkar Talande Webb" ዝብል ክትረክብ ኢኻ፣ "Spara bokmärke" ዝብል ከኣ ጠውቕ።

 

3. ኣብታ "Aktiverar Talande Webb" ብየማን ብምጥዋቕ ናብ "Lägg till i Favoriter..." ትብል ከኣ ጠውቕ… ።

ኣብ ገለ ኣምበብቲ ነታ ጥብቆ ናብታ ናትካ ጥብቆ ስሒብካ ተምጻ።

4. ናብ ገጽ ሓበሬታ ብዛዕባ ሽወደን ኬድካ ናብታ ናትካ ጥብቆ ጠውቕ።

ኣስተውዕል እዚ ዓይነት ኣገባብ ናይ ድምጺ መርበብ ክትጥቀም እንተመሪጽካ ኣብ እትኣትዎ ነፍሲ ወከፍ ገጽ ሓጋዚ ነገር ከድልይካ እዩ።

​Talande webb finns tyvärr inte på språken:

  • Dari
  • Persiska
  • Somaliska
  • Tigrinska

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ