Överklagan (ይግባይ)

​ሓደ ጌጋ ዝኾነ ወሳነ ተወሲኑ ኣሎ ኢልካ ምስ ትኣምን፤ ይግባይ እትብለሉ ዕድል ክህሉ ይኽእል እዩ። እቲ ጌጋ እንታይ ከም ዝኾነን ስለምንታይ ጌጋ ከም ዝኾነን ድማ ግለጽ። ከምኡ ብምግባርካ ድማ ሓድሽ ወሳነ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። እቲ ውሳነ እቲ ናይ ቅድም ክኸውን ይኽእል ወይውን ሓድሽ ፍታሕ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ብዙሓት ብኣብያተስልጣናት ወይ ብኮሙናት ዚውሰኑ ውሳኔታት ይግባይ ክትብለሎም ትኽእል ኢኻ። እቲ ውሳነ ኩሉ ኣዋን ብጽሑፍ እዩ ክኸውን ዘለዎ። ኣብ ሓደ ርክብ ብናይ ቃል መልሲ ወይ ብቴሌፎን ብዝንገረካ ጥራይ ኣይትዕገብ። ብግቡእ ይግባይ ክትብለሉ እትኽእል ኣገባብ፤ እቲ ውሳነ ዘሕለፈ ቤትስልጣን ክሕግዘካ ይኽእል እዩ። ኣብዚ www.funkaportalen.se/Guide/Stod-service/Overklaga-beslut/ ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ