A-kassa (ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ)

​እዚ ብሓጺር ኣጸሓሕፋ A-kassa ዝበሃል፤ ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ ወይ ውሕስነታዊ-ድርጅት እዩ። ናይዚ A-kassa ኣባል ኴንካ፤ ስራሕ-ኣልቦ ምስ ትኸውን፤ ውሕስነት ይህልወካ። (Arbetslöshetskassornas samorganisation)። ካብዚ ናይ ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ፤ ገንዘብ ንኽትረክብ መሰል ክህልወካ፤ ብዘይ ምቍራጽ ን12 ኣዋርሕ ኣባል ናይ ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ ክትከውን የድሊ። ስለዚ እምበኣር፤ ስራሕ ድሕሪ ምጅማርካ፤ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ኣባል ናይዚ ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ ክትከውን ዘድሊ፤ በዚ ምኽንያት እዚ እዩ። ንዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት፤ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ ኣብያተስልጣን ወይ ድርጅታት እዮም ዘለዉ። ኣባል ናይ ስራሕ-ኣልቦነት ካሳ ከይኮንካ፤ ስራሕ-ኣልቦ ምስ ትኸውን፤ እቲ ሽዑ ንዓኻ ዝምልከተካ እቲ ኣልፋ-ካሳ (Alfa-kassan) እቲ መሰረታዊ ውሕስነት እዩ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ