Barnbidrag (ሓገዝ ስለ-ቖልዓ)

​ሓደ ኣብ ሃገር ሽወደን ዚነብር ሕጻን፤ ሓገዝ ስለ-ቖልዓ ክረክብ መሰል ኣሎዎ። እዚ ዚኽፈል ገንዘብ ዚ፤ እቲ ሕጻን ሓደ ወርሒ ብድሕሪ ምውላዱ ይጅምር፤ ነቶም ጸኒሖም ናብ ሽወደን ዝግዕዙ ድማ፤ ደንጕዩ ይጅምር። ሓገዝ ስለ-ቖልዓ ዚኽፈል፤ ካብታ ክሳብ እቲ ሕጻን 16 ዓመት ዚመልኣላ ርብዒ-ዓመት እዩ። ኣብዚ       www.forsakringskassan.se ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ