Bilprovning (መመርመሪ-ማኪናታት)

​ነታ ማኪና ብመመርመሪ-ማኪናታት ከም ትሓልፍ ግበራ። ኣብኡ ናይ ትራፊክ-ድሕንነታን ከባቢን ክምርምርዋ እዮም። ኩለን ተሽርከረቲ ምርመራ ክግበረለን ግዴታ እዩ። ሓደስቲ ማኪናታት ግን፤ ድሕሪ 3 ዓመታት ጥራይ እዩ ምምርማር ዘድልየን። ገለ-ገለ ጋራጃት ማኪናታት ክምርምሩ ፍቓድ ዘሎዎም እዮም። ብዛዕባ ምምርማር ማኪና ብዝያዳ ኣብዚ ዚስዕብ ኣንብብ። http://www.transportstyrelsen.se/sv/vagtrafik/Fordon/Fordonsbesiktning/ ማኪናታት ዚምርምሩ ኩባንያታት ምስ ትደሊ ኣብዚ ዚስዕብ ርአ። http://www.swedac.se/Box/Dags-for-besiktning/Fordonsbesiktningsstationer/

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ