Boka tid (ቆጸራ-ምሓዝ)

​ንገለ-ገለ ጉዳያት ክተሳልጥ ቆጸራ ምሓዝ የድልየካ። እዚ ማለት ድማ ንሓደ ውሱን ሰዓትን ዕለትን ንኽትራኸብ ስምምዕ ትገብር። ንኣብነት ናይ ሓኪም ስኒ ቆጸራ ወይውን ምስ ዶክቶር ንምርኻብ ኣብ ማእከል-ጥዕና እትገብሮ ቆጸራ ክኸውን ይኽእል እዩ። ምስ ሰራሒት ጸጕሪ ወይ ምስ ጠበቓ ምርኻብ ውን ክኸውን ይኽእል። እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር፤ ኣብቲ ዝተሰማማዕኩምሉ ግዜ፤ ኣብ ቆጸራካ ምርካብ እዩ። (ነቲ ቆጸራ ምስራዝ ዚብል ኣርእስቲ ውን ተመልከቶ)።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ