Egenföretag (ግላዊ-ኩባንያ)

​እዚ ውልቃዊ-ኩባንያ እዩ ዚጽዋዕ። ኣብ ሓደ ውልቃዊ-ፊርማ፤ ነቲ ኩሉ ናይቲ ኩባንያ ንጥፈታት፤ ውልቃዊ ሓላፍነት እትስከም ንስኻ ባዕልኻ ኢኻ። ኣብ ከምዚ ዓይነት ውልቃዊ-ኩባንያ፤ ዝተቖጽሩ ሰራሕተኛታት ኣይህልዉኻን እዮም። እቲ ስራሕ ባዕልኻ ኢኻ እትሰርሖ። ብዝያዳ ኣብዚ ዚስዕብ

Arbetsformedlingen
www.verksamt.se
www.almi.se ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ