Försäkringskassan (ቤትስልጣን ውሕስነት-ካሳ)

​ውሕስነት-ካሳ ሓደ ቤትስልጣን ኮይኑ፤ ንኣብነት ነዚ ዚስዕብ ከም ደሞዝ-ወላድነት፤ ሓገዝ ክራይ-ገዛ፤ ሓገዝ ስለ-ቆልዓ፤ ሓገዝ ቀለብ-ቆልዓ ዘመሓድር እዩ። ቤትስልጣን ውሕስነት-ካሳ፤ እንተ ሓሚምካ ውን ገንዘብ ዚኸፍለካ ውን እዚ ቤትስልጣን እዩ። እግሪ-መትከሊ ሓገዝ ገንዘብ ዚኸፍል ውን፤ እዚ ቤትስልጣን ውሕስነት-ካሳ እዩ። ኣብዚ ዚስዕብ www.forsakringskassan.se ብዝያዳ ክተንብብ ትኽእል ኢኻ።

 

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ