Gratis (ብነጻ)

​ብነጻ ዚበሃል፤ ነቲ ገለ ከይከፈልካ እትረኽቦ እዩ። ኣብ ሬክላም ብዙሕ ግዜ፤ እዚ ብነጻ ዚብል ቃል ይቀላቐል እዩ። እቲ ብነጻ ዚብል ክጽሓፎ ዚግባእ፤ ነቲ ብዘይ ገለ ዋጋ ዚወሃበካ፤ ምስቲ ናይ ቀረብ-ሬክላም ዝተተሓሓዘ፤ ገለ ዚኽፈል ነገር ዘይብሉ ምስ ዚኸውን እዩ። ንኣብነት ነታ ሳልሰይቲ ብነጻ መታን ክትረኽባ፤ ክልተ መጻሕፍቲ ምግዛእ ምስ ትግደድ፤ እዚ “ብነጻ” ዚወሃበካ ኣይኮነን። ከም ግቡእሲ፤ ኣብቲ ጽሑፍ፤ ነታ ሳልሰይቲ መጽሓፍ ዚኽፈል የልቦን ተባሂሉ ክጸሓፍዩ ዘለዎ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ