Hyresavtal (ውዕል ክራይ-ገዛ)

​ሓደ ገዛ ምስትካረ፤ ብዛዕባ ኣብኡ ምቕማጥካ፤ ዘሎካ ግዴታን መሰላትን ዚገልጽ ስምምዕ ወይ ውዕል ክራይ-ገዛ ክህልወካ ይግባእ። ብዛዕባ መቐመጢ ገዛ ዎል ክትጽሕፍ ከሎኻ እዚ ዚስዕብ ትሕዝቶ ኪህልዎ የድሊ።
ስም ተኻራዪ፤ ስም ኣካራዪ፤ ክራይ-ገንዘብ፤ ግዜ-ክራይ (ናይ ውዕል ግዜ)፤ እቲ ካልእ ክትጥቀመሉ ትኻል ከባቢታት (መኻዚኖ፡ ጋራጅ፡ ወዘተ)፤ ካልእ ዝርዝራትን ከም፤ ኤሌትሪክ፡ ኣቝሑ-ገዛ፡ ምጽርራይ፡ መጕሓፊ፡ ውሕስነት እዩ።
ኣብዚ www.omboende.se/sv/Hyra/Att-hyra/ ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ