Introduktionsersättning (መለማመዲ ሓገዝ-ገንዘብ)

​መለማመዲ ሓገዝ-ገንዘብ እቲ ቅድም ሓደስቲ መጻእተኛታት፤ ንመለማመዲ ተባሂሉ፤ ካብ ኮሙን ዝረኽብዎ ዝነበሩ ሓገዝ እዩ። መለማመዲ ማለት፤ ብግዜ ዝተወሰነ፤ ንስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእተኛታትን፤ ኣብቲ ናይ መጀመርታ እዋን፤ ካብ ሕብረትሰብ ሽወደን ዚግበረሎም ዝነበረ ሓገዝ እዩ።እዚ መለማምዲ ሓገዝ ሕጂ በቲ መትከል-እግሪ ሓገዝ ዚብል ተተኪኡ ይርከብ። እቶም ቅድሚ 1 ታሕሳስ 2010፤ እዚ መለማመዲ ሓገዝ ዝተፈቕደሎም ሓደስቲ መጻእተኛታት፤ ክሳብ እቲ ናይ መለማመዲ ግዜኦም ዚፍጸም፤ ብመሰረት እቲ ናይ ቅድም ሕጊ፤ ካብ ኮሙን ሓገዝ ክረኽቡ እዮም።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ