Kvällskurs (ምሸታዊ-ትምህርቲ)

​ብዙሓት ናይ ትምህርቲ ማሕበራት፤ ናይ ነንበይኑ ዓይነታት ምሸታዊ-ትምህርቲ መደባት የዳልዋ እየን። እዚ ምሸታዊ ትምህርቲ ዝመጸ፤ መታን ንስኻ ኣብ ግዜ መዓልቲ ስራሕ እናሰራሕካ፤ ምሸት ውን ክትመሃር ክትኽእል ብማለት እዩ። ኣብዚ ምሸታዊ ትምህርቲ፤ ቋንቋ ወይ ሳዕዒት ወይ ስእሊ ምስኣል ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።
መብዛሕትኡ ግዜ፤ ካብ ሓደ ማሕበር ትምህርቲ፤ ዋላኳ እቲ እትደልዮ ትምህርቲ ዘይብሎም እንተ ኾኑ፤ ክሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም። ካብ 5-8 ዝኾኑ ተመሃሮ ክትእክብ ናይ ምኽኣል ሕቶ እዩ ክኸውን ዚኸውን። ብድሕሪኡ እቲ ናይ ትምህርቲ ማሕበር፤ መምሃሪ ቦታን መምህር ኣብ ምርካብን፤ ክሕግዝ ይኽእል እዩ። ኣብ ናይቶም ዝተፈላለዩ ናይ ትምህርቲ ማሕበራት ኣድራሻታት ኢንተርነት ኣቲኻ ብዝያዳ ክተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ www.medborgarskolan.se
www.abf.se
www.sv.se
www.sensus.se
www.folkuniversitetet.se
www.ibnrushd.se
www.nbv.se
www.studieframjandet.se
www.bilda.nu ብዝያዳ ክተንብብ ትኽእል ኢኻ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ