Legitimation (ወረቐት-መንነት)

​​ናይ ተሓዚኡ ስእልን ፌርማን ዘለዎ ናይ መንነት ሰነድ ወረቐት መንነት ወይ ከኣ id-kort ተባሂሊ ውን ዝጽዋዕን ብብዝሒ ዝዝውተር ከኣ ፓስፖርትን ናይ ምምራሕ መኪና ፍቓድን እዩ። መን ምዃንካ ንምርግጋጽ እትጥቀመሉ ሰነድ (ካርድ) እዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ወይ ከኣ ኣብዛ መዝገበ ቃላት ኣብ ትሕቲ ወረቐት መንነት ተመልከት።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ