Mödravårdscentral (ማእከል-ጥዕና ኣዴታት)

​ኣብ ማእከል-ጥዕና ኣዴታት (MVC) ናይ ኣዋላዲት መቐበል ኣዴታት ተባሂሉ ውን ይጽዋዕ እዩ። ኣብዚ (MVC) ንኣብነት ናይ ድቂ ምሓዝ ምርመራ ምግባር ይክኣል። ከም መከላኸል-ጥንሲ ምኽሪ ውን (p-piller, mini-piller, spiral, dagen efter-piller, p-spruta, p-stav ወዘተ) ክርከብ ይክኣል። ኣብዚ ማእከል-ጥዕና ኣዴታት ናይ ጥንሲ ምክትታልን ንወለዲ ንሕርሲ ናይ ምድላውን ሓገዛት ውን ይግበር እዩ። ንናይ ወላድነት ሃለዋት ዚሕግዝ ትምህርቲ ውን ንኣቦን ንኣደን ይህቡ እዮም። ኣብዚ ማእከል ጥዕና ኣዴታት፤ ጾታዊ ሕክምናታት ደቂኣንስትዮ ውን ንኣብነት ናይ ብልዕቲ ናይ ወሃዮታት ምርመራን ናይ ካንሰር ምርመራን ይግበረለን እዩ። ኣብዚ https://www.1177.se/Tema/Gravid/Graviditeten/Pa-modravardscentralen/Besok-pa-barnmorskemottagningen-under-graviditeten/ ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ