Misshandel (ዓመጽ)

​ዓመጽ ማለት ሓደ ወይ ብዙሓት ኮይኖም ንኻልእ ሰብ፤ ብደይ-መደይ  መጕዳእቲ ከስዕቡሉ ከለዉ እዩ። ምዕማጽ ማለት ንሓደ ሰብ ምጕዳኡ ማለት እዩ። እዚ ድማ ብኣካላዊ ወይ ብስነኣእምሮኣዊ መጕዳእቲ ክኸውን ይኽእል። እቲ ኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፤ ጕድኣት፤ ሕማም፤ ቃንዛ ወይ ድህከት ዘስዓበ ሰብ፤ ናይ መውቃዕቲ ገበን ፈጺሙ ኣሎ። ዓመጽ ኣብ ልዕሌኻ እንተ ተፈጺሙ፤ ወይ ኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ ክፍጸም ምስ ትርኢ፤ ናብ ፖሊስ ኣመልክት። ኣብዚ www.polisen.se/sv/Utsatt-for-brott/Olika-typer-av-brott/Hot-vald-ofredande/, http://kvinnofridslinjen.se/telefonkort/tigrinja/ ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ