Nystartsjobb (ሓድሽ ምጅማር-ስራሕ)

​ካብ ስራሕ-ዓለም ንንውሕ ዝበለ ግዜ ኣግሊስካ ምስ ትጸንሕ፤ እቲ ሓድሽ ምጅማር-ስራሕ፤ ሓደ ሓድሽ መጀመሪ ዕድል ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ብሓድሽ ምጅማር-ስራሕ ዝቖጽረካ ወሃብ-ስራሕ፤ ቁጠባዊ ሓገዝ ክረክብ ይኽእል እዩ። እዚ ነቶም ካብ ስራሕ-ዓለም ንንውሕ ዝበለ ግዜ ኣግሊሶም ዝጸንሑ ሰባት፤ ከቃልለሎም ይኽእል እዩ። እቲ ወሃብ-ስራሕ ክንድቲ ካብ ስራሕ ጠጠው ኢልካሉ ዝጸናሕካ ግዜ፤ ሓገዝ ክወሃቦ ይኽእል እዩ። ኣብዚ https://www.arbetsformedlingen.se/4.5f6b75bc120ce1edc5a800080.html ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ